What’s on

ሶኒ

ነፃ ናይ እንግሊዝኛ ትምህርቲ ንሓደሽቲ ዑቕባ ሓተትን ስደተኛታትን።

ንጀመርቲ ፦ካብ 10፡00 - 11፡30

 

ሰሉስ

ነፃ ናይ እንግሊዝኛ ትምህርቲ ንሓደሽቲ ዑቕባ ሓተትን ስደተኛታትን።

ንማእኸለዎት፦ ካብ 10፡00 - 11፡30

ምሳሕ ንኹሉ፦ ካብ 12፡00 - 1፡00

ማሕበራዊ ምንቅስቓሳት ፦ ካብ 1፡00 - 3፡00

 

ረቡዕ

ነፃ ናይ እንግሊዝኛ ትምህርቲ ንሓደሽቲ ዑቕባ ሓተትን ስደተኛታትን።

  • ንጀመርቲ፦ካብ 10፡00 - 11፡00

  • ንማእኸለዎት ፦ካብ 10፡00 - 11፡30

  • ምሳሕ ንኹሉን እንግሊዝኛ ትምህርቲ ብመፅሓፍ ቅዱስ፦ ካብ 12፡15 - 2፡15

ሓሙስ

ንግሆ ቡን ንኣዋልድ ካብ 10፡00 - 12፡00

ናይ ዑቕባ ኣተሓትታ ሓገዝን ምኽርን ብቀይ መስቀል ሰራሕተኛ ካብ 12፡00 - 2:00

 

ኣርቢ

ነፃ ናይ እንግሊዝኛ ትምህርቲ ንሓደሽቲ ዑቕባ ሓተትን ስደተኛታትን።

  • ንጀመርቲ ፦ ካብ 10፡00 - 11፡00

  • ንማእኸለዎት ፦ ካብ 11፡15 - 12፡15

Upbeat Communities, 96 Whitaker Road, Derby, DE23 6AP